እንኳዕ ናብ Hakiሓቂ ብደሓን መጹ!
Hakiሓቂ
እዚ ዓዲ ሓቂ እዩ! ኣብ ዓዲ ሓቂ ብዛዕባ ሀገርና ንዛተ፡፡ ንዓድና ዝረብሑ ምክረ ሓሳባት ይለዓሉ፤ ይወርዱ፡፡
ብሽም ተቃዋሚ ስም ዓድና ዘጥፍኡ፤ ናይ ዉልቀ ኣጀንደኦም ዘካይዱ፤ ኢትዮጵያ ክትጉዳእ ለይትን ቀትርን እናሰርሑ
ንኢትዮጵያ ደው ኢልና ኣለና ዝብሉ፤ መንግስቲ እውን ከይተረፈ ዝዉቀሰሉ፡፡ ብሓደ ሓደ ስሱዓት ዝተጽሓፉ ካብ ሓቂ ዝረሓቁ ታሪካት ዝመዓራረይሉ፡፡ ስለዚ ንዓድና ዝጠቅም ሰናይ ሓሳብ፤ ክስተካከል ዘለዎ ነገር ተልይኩም - በይዛኩም ኣብዚ ዓዲ ሓቂ ምሳና ይጽሓፉ፡፡
"ETHIOPIA IS THE START OF HUMAN BEING AND THE APOCALYPSE."
No comments:
Post a Comment